ቍፅሪ ፎቶ መብርሂ 1 መምህር ተወልደ ፅጋብ ልኣከ ፆታ፡ ተባ ዕድመ፡ 32 ደረጃ ትምህርቲ፡ ዲፕሎማ ብዕለት 17/3/2013 ሂወቱ ንምውፃእ ተሓቢኡሉ ካብ ዝነበረ ቦታ ብምውሳድ ብወታደራት ሻዕብያ ኣብ በረኻ ዝተረሸነ። ፍልፍል፡ ስድራ 2 ቀሺ ረዳኢ ካሕሳይ ስብሃቱ ፆታ፡ ተባ ዕድመ፡ 71 ደረጃ ት/ቲ፡ መራሒ ሃይማኖት ብዕለት 17/3/2013 ዓ/ም ካብ ቤተ ክርስትያን ወፂኦም ናብ ገዝኦም እንትምለሱ ብወታደራት ሻዕብያ ኣብ መንገዲ ዝተረሸኑ። ፍልፍል፡ ስድራ 3 ኣቶ ገብረዮውሃንስ ፀጋይ ፆታ፡ ተባ ዕድመ፡ 65 ብዕለት 17/3/2013 ዓ/ም ካብ በረኻ ከፍቲ (እንስሳ) ሒዞም ናብ ገዝኦም እንትምለሱ ኣብ መንገዲ ብሰራዊት ኣብዪ ኣሕመድ ዝተረሸኑ። ፍልፍል፡ ስድራ 4 ወይዘሮ ህሪት ተኽለሃይማኖት ፆታ፡ ኣነ ዕድመ፡ 75 ብዕለት 16/3/2013 ዓ/ም ሂወተን ንምትራፍ ካብ ገዝአን ወፂአን እንትኸዳ ብከቢድ ምስ ጓለን ሂወተን ዝሓለፋ (ኣብ ተ.ቁ 5 ዘላ ጓለን እያ)። ፍልፍል፡ ስድራ 5 ወይዘሮ ኣፅብሃ ተስፋይ ገብሩ ፆታ፡ ኣነ ዕድመ፡ 45 ደረጃ ት/ቲ፡ 6ይ ብዕለት 16/3/2013 ዓ/ም ሂወተን ንምትራፍ ካብ ገዝኣ ወፂኣ እንትኸድ ብከቢድ ምስ ወላዲታ ሂወታ ዝሓለፈ(ኣብ ተ.ቁ 4 ዘለዋ ወላዲታ እየን)። ፍልፍል፡ ስድራ 6 ተስፋይ ኣለማት ንጉሰ ፆታ፡ ተባ ዕድመ፡ 21 ደረጃ ት/ቲ፡ 4ይ ብዕለት 21/3/2013 ዓ/ም ሰራዊት ኣብዪ ኣሕመድ ብፅርግያ እንትሓልፉ ስለዝረኸብዎ ኣብ ፅርግያ ዝተረሸነ። ፍልፍል፡ ስድራ 7 ካልኣዩ ገብረኣነንያ ትኩእ ፆታ፡ ተባ ዕድመ፡ 31 ደረጃ ት/ቲ፡ 1ይ ድግሪ (ኢንጅነር) ብዕለት 18/3/2013 ዓ/ም ካብ ደቁን በዓልቲ ገዝኡን ፈልዮም ብምውሳድ ኣብ በረኻ ብወታደራት ኣብዪ ኣሕመድ ዝተረሸነ። ፍልፍል፡ ስድራ 8 ኣፈወርቂ ሃይለማርያም ተስፋይ ፆታ፡ ተባ ዕድመ፡ 45 ደረጃ ት/ቲ፡ ዲግሪ ብዕለት 21/3/2013 ዓ/ም ኣብ በረኻ ብሰራዊት ሻዕብያ ዝተረሸነ። ፍልፍል፡ ስድራ 9 ኣቶ ኣረጋይ ኣስመላሽ እንደሻው ፆታ፡ ተባ ዕድመ፡ 47 ደረጃት/ቲ፡ 5ይ ብዕለት 17/3/2013 ዓ/ም ብሰራዊት ሻዕብያ ኣብ በረኻ ዝተረሸነ። ፍልፍል፡ ስድራ 10 ሃለቃ ሕሸ መንግስቱ ኣብርሃ ፆታ፡ ተባ ዕድመ፡ 60 ደረጃ ት/ቲ፡ ዲያቆን ብዕለት 16/3/2013 ዓ/ም ብሰራዊት ሻዕብያ ኣብ በረኻ ተረሺኖም። ፍልፍል፡ ስድራ 11 ሃፍቶም መብራህቱ ሓጎስ ፆታ፡ ተባ ዕድመ፡ 17 ደረጃ ት/ቲ፡ 8ይ ብዕለት 16/3/2013 ዓ/ም ሰራዊት ኣብዪ ኣሕመድ ምስ ክልተ መሓዙቱን ዓብዪ ሓዉን ካብ ገዝኡ ኣውፂኦም ብጥይት ድሕሪ ምርሻን ሃፍቶምን ክልተ መሓዝቱን ሽዑ ንሽዑ ሂወቶም እንትሓልፉ ዓብዪ ሓዉ ግን ከምዝሞተ ሂወቱ ሓቢኡ ስለዝደቀሰ ብሂወት ክተርፍ ክኢሉ እዩ። ፍልፍል፡ ስድራን ካብ ሞት ዝተረፈ ዓብዪ ሓዉን 12 መዓርግ መብራህቱ ሓጎስ ፆታ፡ ተባ ዕድመ፡ 19 ደረጃ ት/ቲ፡ ዲፕሎም ብዕለት 16/3/2013 ዓ/ም ምስ ኣብ ቁፅሪ 11 ዝተጠቐሰ ንእሽተይ ሓዉን ክልተ መሓዙቱን ብጥይት ምስ ተወቕዐ ከም ዝሞተ ሂወቱ ሓቢኡ ስለ ዝደቀሰ ብሂወት ክተርፍ ክኢሉ እዩ። ነገር ግን በቲ ዝበፅሖ መጥቃዕቲ ናይ ኣካል ጕድኣት ሰለባ ኰይኑ እግሩ ክንቀሳቐስ የፀግመሉ ኣሎ። ክሳዕ ሐዚ እውን ናይ ሕክምና ኣገልግሎት ክረክብ ኣይከኣለን። ፍልፍል፡ ባዕሉ 13 ገብረስላሴ ኣታኽልቲ ይርጋው ፆታ፡ ተባ ዕድመ፡ 21 ደረጃ ት/ቲ፡ 7ይ ብዕለት 16/3/2013 ዓ/ም ምስ ኣብ ተ.ቁ 11 ዝተጠቀሰ ሃፍቶም መብራህቱ ብሓንሳብ ኣብ ገዛ ስለ ዝረኸብዎም ናብ ደገ ኣውፂኦም ብሰራዊት ኣብዪ ኣሕመድ ዝተረሸነ። ፍልፍል፡ ስድራ 14 ክብሮም ኣታክልቲ ኢርጋው ፆታ፡ ተባ ዕድመ፡ 23 ደረጃ ት/ቲ፡ 9ይ ዓብዪ ሓዉ ን ገብረስላሴ ኣታኽልቲ (ቍፅሪ 13) እንትዀን ብዕለት 16/3/2013 ዓ/ም ካብ ገዘኡ ብሰራዊት ኣብዪ ኣሕመድ ብረት ክትሽከም ኢኻ ኢሎም ድሕሪ ምውሳድ ናብ ገዝኡ ዘኢተመለሰን ክሳዕ ሐዚ ሃለዋቱ ዘኢተፈለጠን። ፍልፍል፡ ስድራ 15 ሃይለስላሴ ሸሻይ ለማ ፆታ፡ ተባ ዕድመ፡ 24 ደረጃ ት/ቲ፡ 10ይ ብዕለት 18/3/2013 ዓ/ም ብሰራዊት ኣብዪ ኣሕመድ ካብ ገዝኡ ተወሲዱ ብረት እናሸከምዎ ምስ ውዓልሉ መጨረሽኡ ኣብ በረኻ ዝረሸኑዎ። ፍልፍል፡ ስድራ 16 ፀጋይ ሕሸ ተኽለችኣል ፆታ፡ ተባ ዕድመ፡ 30 ደረጃ ት/ቲ፡ 4ይ ብዕለት 16/3/2013 ዓ/ም ብሰራዊት ኣብዪ ኣሕመድ ምስ ክልተ ርእሱ (ምስ ኣብ ተ.ቁ 11ን 13ን ዝተጠቐሱ) ብጥይት ዝተረሸነ። ፍልፍል፡ ስድራ 17 ፅገ ትካው ዘገየ ፆታ፡ ተባ ዕድመ፡ 23 ደረጃ ት/ቲ፡ 8ይ ብዕለት 18/3/2013 ዓ/ም ብሰራዊት ኣብዪ ኣሕመድ ካብ ገዝኡ ተወሲዱ ብረት ኣሸክሞምዎ ምስ ውዓሉ መጨረሽኡ ኣብ በረኻ ዝተረሸነ። ፍልፍል፡ ስድራ 18 ወልደገብርኤል ካሕሱ ታደለ ፆታ፡ ተባ ዕድመ፡ 40 ደረጃ ት/ቲ፡ 10ይ ብዕለት 16/3/2013 ዓ/ም ብሰራዊት ሻዕብያ ኣብ በረኻ ዝተረሸነ። ፍልፍል፡ ስድራ 19 ኣቶ ገብረመድህን ለማ ፆታ፡ ተባ ዕድመ፡ 75 ብዕለት 17/3/2013 ዓ/ም ብሰራዊት ሻዕብያ ኣብ ገዛ ዝተቐተሉ። ፍልፍል፡ ስድራ 20 ኣብርሃ በላይ ገብረመድህን ፆታ፡ ተባ ዕድመ፡ 28 ደረጃ ት/ቲ፡ 8ይ ብዕለት 17/3/2013 ዓ/ም ብ ሰራዊት ሻዕብያ ካብ ገዝኡ ተሲሩ ተወሲዱ ኣብ ፀግዒ ገዛ ናይ ካሊእ ገባር ብጥይት ተቐቲሉ ዝተረኸበ። ፍልፍል፡ ስድራ 21 ኣቶ ገብረመስቀል ተስፋይ ገብረማርያም ፆታ፡ ተባ ዕድመ፡ 74 ብዕለት 16/3/2013 ዓ/ም ብሰራዊት ሻዕብያ ኣብ ገዝኦም ብጥይት ተወቂዖም ኣብ ሳልሳይ መዓልቲ ሂወቶም ዝሓለፈ። ፍልፍል፡ ስድራ 22 ሃይለማርያም ገብረስላሴ ገብሩ ፆታ፡ ተባ ዕድመ፡ 28 ደረጃ ት/ቲ፡ 7ይ ብዕለት 16/3/2013 ዓ/ም ብሰራዊት ሻዕብያ ኣብ ገዝኡ ዝተረሸነ። ፍልፍል፡ ስድራ 23 ኣቶ ተስፋይ መለስ ገብረመድህን ፆታ፡ ተባ ዕድመ፡ 85 ብዕለት 18/3/2013 ዓ/ም ብሰራዊት ሻዕብያ ኣብ ገዝኦም ዝተረሸኑ። ፍልፍል፡ ስድራ 24 ኣቶ ገብረእግዚኣብሄር ገራሰ ተፈሪ ፆታ፡ ተባ ዕድመ፡ 80 ብዕለት 18/3/2013 ዓ/ም ብሰራዊት ኣብዪ ኣሕመድ ኣብ ገዝኦም ዝተረሸኑ። ፍልፍል፡ ስድራ 25 ኣቶ ወልደገብርኤል ገራሰ ተፈሪ ፆታ፡ ተባ ዕድመ፡ 75 ብዕለት 18/3/2013 ዓ/ም ብሰራዊት ኣብዪ ኣሕመድ ኣብ ገዝኦም ዝተረሸኑ። (ንእሽተይ ሓዎም ኣብ ተ.ቍ 23 ንዘለዉ)። ፍልፍል፡ ስድራ 26 ህንፃ ሙኡዝ ኣረጋዊ ፆታ፡ ተባ ዕድመ፡ 18 ደረጃ ት/ቲ፡ 6ይ ብዕለት 17/3/2013 ዓ/ም ብሰራዊት ኣብዪ ኣሕመድ ኣብ በረኻ ዝተረሸነ። ፍልፍል፡ ስድራ 27 ኣቶ ሃይለስላሴ ወልደገብርኤል ንጉሰ ፆታ፡ ተባ ዕድመ፡ 85 ብዕለት 18/3/2013 ዓ/ም ብሰራዊት ኣብዪ ኣሕመድ ኣብ ገዝኦም ዝተረሸኑ። ፍልፍል፡ ስድራ 28 ኣቶ ገብረእግዚኣብሄር ገብረስላሴ ገብረመድህን ፆታ፡ ተባ ዕድመ፡ 70 ብዕለት 18/3/2013 ዓ/ም ብሰራዊት ኣብዪ ኣሕመድ ኣብ ገዝኦም ዝተረሸኑ። ፍልፍል፡ ስድራ 29 ኣቶ ገብረእየሱስ ኣፅብሃ ፃዕዱ ፆታ፡ ተባ ዕድመ፡ 70 ብዕለት 18/3/2013 ዓ/ም በሰራዊት ሻዕብያ ኣብ ገዝኦም ዝተረሸኑ። ፍልፍል፡ ስድራ 30 ቅሳነት ጕዳፍ ዘነበ ፆታ፡ ኣነ ዕድመ፡ 4 ብዕለት 16/3/2013 ዓ/ም ኣብ ውሽጢ ገዝኣ እናሃለውት ብከቢድ ተደብዲባ ሂወታ ዝሓለፈት። ፍልፍል፡ ስድራ
Abadi Hayleslassie
May 24, 2021 at 8:05 am
Heart breaks down…
DekiAdigudem
May 23, 2021 at 3:28 pm
Colonel Abiy Ahmed’s diplomats claim that Ethiopia is committed to ensure withdrawal of Eritrean troops from Tigray , but Ethiopia don’t want to go to war with Eritrea to save the region from extra turmoil.They expect the intl community to take their excuse as a Spoonful of sugar helps the medicine go down.
Upon hearing such pretext, the Amhara militia and Amhara killing youth mercenaries,locally names “Fano” and many Amhara diasporas who are supporting Prosperity party are breaking out in a cold sweat. This is happening to them because they cannot spend a single week in the sacred soil of Tigray soon after Eritrean troops left Tigray.
Amhara invading forces are sweating buckets as to why they knew they cannot fight independently against TDF. They are simply too yellow-bellied to defend themselves .