ስድራ ቤት ኣድደይ ስላስ ሰለስተ ግዜ እያ ጐዲላ። ብ ርግፅ ኲናት ኣብ ልዕሊ ትግራይ ብ ዘውረዶ ፅንተት ካብ ስድራ ቤት ኣድደይ ስላስ ን ላዕሊ ዝጐደለ ኢሉ...
ሰራዊት ትግራይ ሰነ 21 2013 ዓም ኣብ መብዛሕቲኡ ትግራይ ንዝነበረ ጸላኢ ደማሲሱ መቐለ ተመሊሱ ምስ ኣተወ እቶም ግዝያዊ ምምሕዳር እይና ብሃልቲ ዕሱባት ምስ እቲ ሃዳሚ ሰራዊት...
መብርሂ ኣርታዒ፡ እዚ ካልኣይ ክፋል እዩ። ቀዳማይ ክፋል፡ ማእለያ ዘየብሉ ጸገም ተጋሩ ኣብ መዕቘቢ ስደተኛታት ሆልሆል ጅቡቲ (1) ስቓይ ደቂ ኣነስትዮ ተጋሩ ኣብ ጅቡቲ ኣብ መዕቘቢ...
ኣብ ትግራይ ዝተኣወጀ መደብ ዘርኢ ምጽናት ስዒቡ፡ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ኵሉ ኵርናዕ ዓለም ኰይኑ እውን ኣይጠዓሞን። ኣብ ትግራይ ዘሎ፡ ጸላእትና ብቐጥታ ብዝኣጐዱዎ ባርዕ ውግእን ጥምየትን ይሳቐይ...
ካብ መረባ ምስ ወጽኡ ን እቲ ዝርርብ ዝሰምዕ ዝነበረ ወዲ 17 ዓመት ዝዀነ ወዲ ሓፍተይ ደድሕሪኦም ክኽተሎም ጀመረ። ተመለስ ኢሎም ኣፈራሪሖም ግን ክምለስ ገይሮምዎ። ድሕሪኡ ዝተፈጠረ...
ምስ ካልኣዩ ኣብ ኢድ ፀላኢ ሰራዊት ኤርትራ ዝወደቐ ትግራዋይ፡ ስለ ዝገበሩዎ፥ ዝበሉዎ፥ ዝስምዖ፥ ዝርአዮን ዝተዓዘቦን የዘንትው።
ስድራ ኣደይ ሰላስ መሊሳ ጐዲላ! ኣደይ ስላስ ብሰንኪ ስእነት መድሓኒት ብዕለት 23 ታሕሳስ ዓሪፈን፤ ጓለን ወ/ሮ ጻድቃን ድማ ብዕለት 27 ታሕሳስ ወራሪ ሰራዊት ኤርትራ ደብዳብ መዳፍዕ...
ኣቦና እዘን ይሕተትወን ዝነበሩ ሕቶታት እንተ ዘኢመሊሶም ከም ዝቐትልዎም ይፈልጡ እዮም፡ ግን ድማ ናይ መትከልን ቃልስን ጕዳይ ስለ ዝዀነ ንዘኢምብርካኽን፣ ቃልሲ ህዝቦም ንዘኢምጥላምን ኣብ መትከሎም ምጽናዕ...
ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ'ቲ ሃዲሙሉ ዝነበረ ኤርትራ ብ ሕዳር 02፡ 2013 ብ ሰራዊት ኤሪትራ ተዓጂቡን ተሓጊዙን ስዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ከተማ ሸራሮ በጽሐ። ሰራዊት ትግራይ፡ ቅድሚ...
ብዕለት 3 ሕዳር ድማ ብዙሓት ሬሳታት ኣብ መንገዲታት እታ ኸተማ ምርኣይ ጀመርና። ኣነ ብዓይነይ ዝርኣይኹዎም 13 ይበጽሑ። ብድምር ልዕሊ 20 ዝዀኑ ሰባት ብዕለት 2 ሕዳር ተቐቲሎም...