ስድራ ኣደይ ሰላስ መሊሳ ጐዲላ! ኣደይ ስላስ ብሰንኪ ስእነት መድሓኒት ብዕለት 23 ታሕሳስ ዓሪፈን፤ ጓለን ወ/ሮ ጻድቃን ድማ ብዕለት 27 ታሕሳስ ወራሪ ሰራዊት ኤርትራ ደብዳብ መዳፍዕ...
ቍጽሪ እቶም ከካብ ከባቢኦም ዝተወሰዱ ሰባት፡ ልዕሊ 76 ይግመት። እዞም ወገናት ድሕሪ ከካብ ከባቢኦም ምልቃሞም፡ ንመወዳእታ ጊዜ ብሂወት ዝተርአዩሉ ንጕሆ ጥሪ 16፡ 2021 ዓ/ም እዩ። ድሕሪኡ:...
ሕዚ ግና ሙሉእ ብሙሉእ ብሰራዊት ሻዕብያ ዓንኒዉን መዓስከር ሰራዊት ኰይኑን ይርከብ። ካብ ማዕጾ ጀሚሩ ኣብ እቲ ሆስፒታል ዝነበሩ ንብረታትን ናውቲ ሕክምናን ሙሉእ ብሙሉእ ተዘሪፎም እዮም። ምሳሌታት...
ኣቦና እዘን ይሕተትወን ዝነበሩ ሕቶታት እንተ ዘኢመሊሶም ከም ዝቐትልዎም ይፈልጡ እዮም፡ ግን ድማ ናይ መትከልን ቃልስን ጕዳይ ስለ ዝዀነ ንዘኢምብርካኽን፣ ቃልሲ ህዝቦም ንዘኢምጥላምን ኣብ መትከሎም ምጽናዕ...
ገለ ውልቀ ሰብ መዚ እዘን ሃገራትን ገለ ኣብ እዘን ሃገራት ዘለው ፈጠርቲ ፅዕንቶ ሰባትን ብውልቀኦም በቲ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ ትግራይ ዝፍፀም ዘሎ ንምግላፁን ንምሕሳቡን ዝኸብድ...
ቤት ትምህርተይ ሓዊ ኣትዩዋ። ኣነ ታሪኽ እየ እዝክር ዘለኹ። ናይ ሎሚ ህፃናትን ሰጋናትን ተምሃሮ ግን ኣካል ሆወቶም እያ። እቶም ተምሃሮ፡ ታሪኾንም መፃኢኦምን ክቃፀል ምስ ርአዩ፡ ከካብ...
ኣነ እውን ትግራወይቲ ብ ምዃነይ፡ ናይ ባንኪ ኣካውንተይ ተዓፅዩ ኣብ ችግር ወደቕኩ። ብፍላይ ካባይ ብዙሕ ነገር ዝትፅበይ ቈልዓ ሒዘ ከቢድ ኰነኒ። እቲ ፀገመይ ግን ተጀሚሩ እንበር...
ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ'ቲ ሃዲሙሉ ዝነበረ ኤርትራ ብ ሕዳር 02፡ 2013 ብ ሰራዊት ኤሪትራ ተዓጂቡን ተሓጊዙን ስዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ከተማ ሸራሮ በጽሐ። ሰራዊት ትግራይ፡ ቅድሚ...
ብዕለት 28/04/2013 ዓም ንጕሆ ኣስታት ስዓት 12:30 እቲ ውግእ ገና እንተ ኢተዛዘመ ሓዱሽ ተወሳኺ ወታደር ናብ'ቲ ጣብያ ይኣትዉ። ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ድማ ናብ በረኻታት የንሳሕቡ። ብዝበፅሖም...
ሓደሽቲ ርእይቶታት ኣንብቡ