ስድራ ቤት ኣድደይ ስላስ ሰለስተ ግዜ እያ ጐዲላ። ብ ርግፅ ኲናት ኣብ ልዕሊ ትግራይ ብ ዘውረዶ ፅንተት ካብ ስድራ ቤት ኣድደይ ስላስ ን ላዕሊ ዝጐደለ ኢሉ...
ካብ ኣሜሪካ ብ ኣዲስ ኣበባ ገይሩ ናብ መቐለ ዝኣተወ ሰይፉ ትዕዝብቱ ኣብ ትዊተር ድሕሪ ምፅሓፉ፥ ምስ ተኽላይ ዘትግሃት እውን ኣብ ትግሃት ኣውጊዖም ኣለዉ። ሰይፈ ብ ውቕሮ፥...
መብርሂ፦ እዙይ፡ ኣብ 2006 ዓ.ም ኣብ ዝተኻየደ ሳልሳይ ዋዕላ ቋንቋታት ትግራይ፡ ብ ዳንኤል ተኽሉ ረዳ (ዶ/ር) ዝቐረበ መፅናዕታዊ ፅሑፍ እዩ። ፩. መእተዊ ኣብዚ መፅናዕታዊ ፅሑፍ ድሕሪ...
ምስ ካልኣዩ ኣብ ኢድ ፀላኢ ሰራዊት ኤርትራ ዝወደቐ ትግራዋይ፡ ስለ ዝገበሩዎ፥ ዝበሉዎ፥ ዝስምዖ፥ ዝርአዮን ዝተዓዘቦን የዘንትው።
ል ሕድሕድ ዝርአየን ሰብ “ቀበርትና ይግበርኩም” ዝትብል ነገር መውፅኢት ኣፈን ነበረት። ድሕሪ ናይ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ስቓይ፣ ብ ዕለት 29 ሚያዝያ 2013 ካብ እዛ ዓለም ብ ሞት...
ስድራ ኣደይ ሰላስ መሊሳ ጐዲላ! ኣደይ ስላስ ብሰንኪ ስእነት መድሓኒት ብዕለት 23 ታሕሳስ ዓሪፈን፤ ጓለን ወ/ሮ ጻድቃን ድማ ብዕለት 27 ታሕሳስ ወራሪ ሰራዊት ኤርትራ ደብዳብ መዳፍዕ...
ሕዚ ግና ሙሉእ ብሙሉእ ብሰራዊት ሻዕብያ ዓንኒዉን መዓስከር ሰራዊት ኰይኑን ይርከብ። ካብ ማዕጾ ጀሚሩ ኣብ እቲ ሆስፒታል ዝነበሩ ንብረታትን ናውቲ ሕክምናን ሙሉእ ብሙሉእ ተዘሪፎም እዮም። ምሳሌታት...
ብዕለት 28/04/2013 ዓም ንጕሆ ኣስታት ስዓት 12:30 እቲ ውግእ ገና እንተ ኢተዛዘመ ሓዱሽ ተወሳኺ ወታደር ናብ'ቲ ጣብያ ይኣትዉ። ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ድማ ናብ በረኻታት የንሳሕቡ። ብዝበፅሖም...
ሓደሽቲ ርእይቶታት ኣንብቡ