ገለ ውልቀ ሰብ መዚ እዘን ሃገራትን ገለ ኣብ እዘን ሃገራት ዘለው ፈጠርቲ ፅዕንቶ ሰባትን ብውልቀኦም በቲ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ...
እታ ተዅሲ ዝተጀመረትላ መዓልቲ ሰሉስ ምንባራ እዝክር። ምስ መሓዙተይ ቢራ እናሰይተና ነዉግዕ፣ ንስሕቕ፣ ንቀላለድ ነይርና። ኣብ ወግዕና፡ ኣብ ቀረባ ግዜ ዝተሓፀየት መሓዛና፡ መርዓኣ መኣዝ ከም ዝዀን፣...
ጸልማት ብብርሃን ንምቕንጣጥ ይካየድ ኣብ ዘሎ ቃልሲ ድማ፡ ርትዓውነትን መትከላውነትን ዓብዪ ግደ ስለ ዘለዎም፡ ብብልሓት ንቃለስ። ህዝብና ነንቅሓዮ፣ ዋጋ ናጽነት ክሽቈሮ ንግበር፣ ካብ ጽግዕተኛ ኣተሓሳስባ ኢትዮጵያውነት...