ዘኢንድይቦ ጎቦ፡ ዘኢንሰግሮ ሩባፍፅፁም ወይከ የለንመስመር እዩ ሓይሊና ህዝቢ እዩ ሓይሊናወይከ ኣንስዓርን ሃሩር ፅሓይ ነዳድ ህቦብላ ማይ በረድ ማይ ማይ...
ምዓት ወሪዱ፡ ምፅኣት ኰይኑ ግፍዒ በዚሑ፡ ምወት ሰፊኑ ፅሓይ ዓሪባትና፡ መሬት ፀልሚታትና ዓለም ረሲዓትና፡ ፍርሒ ውሒጡና መውፅኢ ስኢንና፡ መሬት ዕንቊ ኰይና ጠፊእና ዶ ኢልና፡ ምስጋእ ምስ...