ብ ደጀን የማነ ተኽለ ዕላማ ዙ ፅሑፍ መፅሓፍ ቅዱስ ኣብ ግብረ ሃወርያት 18፡9-10 “ተዛረብ ድኣ እምበር፡ ስቕ ኣይትበል” ከም ዝበሎ፡ ሊቃውንቲ ቤተ ክርስቲያን ብ ኣግባቡ መልሲ...
መብርሂ፦ ብ ምኽንያት ግደን ተሳትፎን ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ኣብ ኲናት ትግራይ፡ ብዙሓት ሕትቶታት እናተልዓሉ ይርከቡ። መራሕቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ድማ፡ ናይ ባዕልቶም ቤተ...
ብ ገብረስላሴ ኪሮስ ሃይሉ መእተዊ ዋና ዕላማ እዙ ፅሑፍ ምሁራን ተጋሩ ኣብ ኵለ መዳያዊ ምሕደራን ልምዓትን ትግራይ ዝነበሮምን ዘለዎምን ግደ ንምፍታሽ እዩ። ኣብ ትግራይ ምሁር...
ብ ፀጋይ ክንፈ ነዊሕ ድሕረ ባይታ ዘለዎ ኣብ ውሽጢ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ ዝፀንሐ ምግምማዕ ኣብ እዙ እዋን እውን ብ ውሑዱ ካብ ሰለስተ መኣዝናት (ካብ ትግራይ፣ ኦሮምያን...
ብ ሌተናንት ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ መብርሂ፦ እዙ ፅሑፍ አብ ሚያዝያ 2014 ብ ሌተናንት ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ ተዳሊዉ ብ እዋኑ ንመሪሕነት ትግራይ ዝቐረበ ኰይኑ ኣብ ለካቲት 2015...
ብ ሙሉጌታ ገብረማርያም መሬት ትግራይ ቅድሚ ክልተን ሰለስተን ክፍለ ዘበናት ኣቢሉ ብ ሕርሻዊ እቶቱ ዝደንፍዐ ንነበርቱ ካብ ዓመት ናብ ዓመት ዝተመጣጠነ ስርዓት ኣመጋግባ ከቕርብ ዘኽእል ምህርቲ...
መብርሂ፡ እዚ ሰነድ፡ ብ ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ (ሳወት) ተዳሊዉ፡ ብ 21 ሚያዝያ 2014 ዓም፡ ኣብ ገፅ ፈይስቡክ እቱ ውድብ ዝተፈነወ እዩ። እቱ ሰነድ፡ እቱ ውድብ...
ብፍላይ አብዚ ቀረባታት አብ ከተማ ወልድያ ዝተስተውዓለ ሕጋውን ወተሃደራውን ጉዳያት ዘልዕል፣ ነገራት ዘተሓላልኽ ዝመስል ተጓንፎ ከም መልዐሊ ብምግባር፣ አብ ከተማታት ዝግበር ውግእ ብዝምልከት ዘለዉ ሕጋዊ ማዕቐፋት...