መብርሂ ኣርታዒ፦ “ቀላሚኖ ልኣኻ/ኺ እንታይ ነይራ?” ዝይብል መሕትት ኣውፂእና ነይርና። ሓደ መልሲ ዙ ዝይስዕብ እዩ። ብ ሓጐስ ሙላው ገብረ ተምሃራይ...
ብ ገብረሂወት ተስፋይ I. መእተዊ ዙ ፅሑፍ ንኽእፅሕፍ ከም መልዓሊ ሓሳብ ዝዀነኒ፡ ኣብ ዊኪፔድያ ተሓቲሞም ዝይርከቡ ክልተ ፅሑፋት እዮም። ቱ ሓደ ‘ኲናት ትግራይ (Tigray war)’ ብ...
ብ ግርማይ ግሩም ሓጎስ ኣብ ዓድድና ትግራይ ካብ 2013 ዓም ኣትሒዙ ኣብ ዝነበረ ናይ ውግእ መዋእል ብዙሕ ንምርኣዩን ንምዝራቡን ዝይኸብድ ግፍዒ ስደት፣ ᎀት፣ ጥሜት፣ ሕማም፣ መጕዳእቲ...
ብ ጓንሸ ሓድጉ ‘ቈልዓ ብ ንእሱ ቈርበት ብ ርሕሱ’ ይብሉ ወለዲ እንትይምስሉ። ቈርበት ናብ ዝደለኻዮ ዓይነት ቅርፅን መልክዕን ን ምትሓዝ ርሑስ ናሃለወ እንተ ዘኢኰይኑ ምስ ደረቐ...
ብ ገብረሂወት ሃይለማርያም ኣብርሃ መእተዊ ህዝቢ ትግራይ ኣብ እዛ ሎሚ ቀርኒ ኣፍሪካ ተብሂላ ዝትፅዋዕ ዞባ ቅድሚ ኣሽሓት ዓመታት ዝነበረ ኰይኑ መስተንክራዊ ታሪኽን ስልጣነን ዝወነነ ህዝቢ ካብ...
ብ ንጉስ ኣረፈ ገብረመድህን ዓበይቲ ዓዲ ተጋሩ እንትይምስሉ “ካበይ ከም ዝነጥር ዘኢይፈልጥ ኣበይ ከም ዝዓይርፍ ኣይይፈልጥን” ይብሉ። መልዐሊኡን መዕረፊኡን ዘኢይፍልጥ ኣንፈት ቃልሲ እዉን ምዕንፃሉ ኣይይተርፎን። ኣብ...
ናብ ኣተሓባባሪ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ መእተዊ ንብዙሕ እዋናት እናተዋህለሉ ዝመፅኡ ፀገማትናን፤ ውፅኢት ናይ እቲ ናይ ሕዚ ኲናት ዝዀኑ ዝተሓላለኹ ፀገማትን ተደማሚሮም ህፁፅ ፍታሕ ዝጠልቡ ኣዝዮም ገዘፍቲ ኵለመዳያዊ...