መብርሂ፦ ብ ምኽንያት ግደን ተሳትፎን ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ኣብ ኲናት ትግራይ፡ ብዙሓት ሕትቶታት እናተልዓሉ ይርከቡ። መራሕቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ...
እዋናዊ መርገፂ ውድብ ናጽነት ትግራይ (ውናት) መሪር መስዋእቲ ዝተኸፈሎ ዕላማ ህዝባዊ ቃልስና ብሻላማላ ኣይኽበስን! ዝኸበርካ ጅግና ተቓላሳይ ህዝብና፦ ታሪኻውያን ፀላእትና ደይመደይ ኢሎም፤ ቅድመ ምድላው ገይሮም፤ ከም...
መብርሂ፦ እቱ ዝይስዕብ መግለፅን መርገፅን፡ ሳወት ኣብ ጕዳይ ‘ድርድር’ ትግራይን ኢትዮጵያን ከምኡ እውን ኣብ ርክባት ውድባት ትግራይን መንግስቲ ትግራይን ኣመልኪቱ ዘውፅኦ እዩ። ከም ዘለዎ ቀሪቡ ኣሎ።...
እዚ ዝይስዕብ ሰነድ፡ ብ ውድብ ናፅነት ትግራይ (ውናት) ብ ሚዝያ 2014 ተዳሊዉ፡ ኣብ ፎልደር ጕጕል እቱ ውድብ ዝተፈነወ እዩ። እቱ ሰነድ፡ እቱ ውድብ፡ ህሉው ኵነታት ቃልሲ...
መብርሂ፡ እዚ ስነድ ብ ውድብ ባይቶና ተዳሊው: 13 መስከረም 2014 : ኣብ ገፅ ፈይስቡክ እቱ ውድብ ዝተፈነወ እዩ። ቃልሲ ትግራይ ገምጊሙ፥ ምልከታን መርገፅን እቱ ውድብ ይገልፅ።...
ውናት ኣብ ብሄራዊ ድሕነት ትግራይ ዘንጸላለወ ሓደጋ ንምእላይ ለበዋ ዘቕረበሉ መልኽእትን ኣተሓሒዙ ዝልኣኾ ሓባሪን።
መብርሂ፡ እዚ ሰነድ፡ ብ ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ (ሳወት) ተዳሊዉ፡ ብ 21 ሚያዝያ 2014 ዓም፡ ኣብ ገፅ ፈይስቡክ እቱ ውድብ ዝተፈነወ እዩ። እቱ ሰነድ፡ እቱ ውድብ...