ተ.ቍ | ሙሉእ ስም | ዓይነት ንብረት | ዓይነት ጕድኣት | ፍልፍል | መብርሂ |
1 | ፀጋ ኣለም ኣብርሃ በየነ | ሓደ ክፍሊ ገዛ ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ ዒስራ ደርሁ | ዓኒዉ ተፀቂጦምን ተዘሪፈን ተሓሪደን | ስድራ መሰኻኽር ዓይኒ | ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን |
2 | ቀሺ ፅጋብ ለኣከ ወልደገሪማ | ሓደ ሲቪል ሰብ ሸውዓተ ኩንታል እኽሊ ሽዱሽተ ኣጣል ክልተ ንህቢ ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ | ተቐቲሉ ተዘሪፉ ተሓሪደንተወሲዱተዘሪፉ | ስድራ | ሰራዊት ሻዕብያ |
3 | ቀሺ ረዳኢ ካሕሳይ ስብሃቱ | ሓደ ሲቪል ሰብ ሓደ ክፍሊ ገዛ ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ ዓሰርተ ደርሁ | ተቐቲሎም ዓኒዉ ተዘሪፉ ተሓሪደን | ስድራ መሰኻኽር ዓይኒ | ሰራዊት ሻዕብያ |
4 | ፍረወይኒ ኣታኽልቲ በዛብህ | ሓደ ሲቪል ሰብ ሽድሽተ ክፍሊ ገዛ ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ ሽድሽተ ኣባጊዕ ሸሞንተ ደርሁ | ተቐቲሉ ዓኒዉ ተፀቂጦምን ተዘሪፉን ተሓሪደን ተሓሪደን | ስድራ መሰኻኽር ዓይኒ | ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን |
5 | ቀሺ ገብረሄር ተ/ሃይማኖት | ክልተ ክፍሊ ገዛ ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ ሓደ ንህቢ ኣርባዕተ ኣባጊዕ | ዓኒዉ ተዘሪፉ ጠፊኡ ተሓሪደን | ስድራ መሰኻኽር ዓይኒ | ሰራዊት ሻዕብያ |
6 | ሃይላይ ገብረሂወት | ክልተ ክፍሊ ገዛ ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ ብር ሓሙሽተ ከፍቲ | ዓኒዉ ተዘሪፉ ተዘሪፉ ተሓሪደን | ስድራ መሰኻኽር ዓይኒ | ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን |
7 | ገብረመድሂን ደስታ ሓጎስ | ሰለስተ ክፍሊ ገዛ ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ ሽዱሽተ ደርሁ | ዓኒዉ ተፀቒጡ ተሓሪደን | ስድራ መሰኻኽር ዓይኒ | ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን |
8 | ሂሪት ታደሰ ሓጎስ | ሓደ ክፍሊ ገዛ ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ ኣርባዕተ ኣባጊዕ ሸውዓተ ደርሁ | ዓኒዉ ተፀቒጡ ተሓሪደን ተሓሪደን | ስድራ መሰኻኽር ዓይኒ | ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን |
9 | ዘርኣይ ሃይላይ በላይ | ክልተ ክፍሊ ገዛ ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ ትሽዓተ ደርሁ ሓምሳ ሽሕ ዝግመት ናይ ድንዃን ኣቝሑ | ዓኒዉ ተፀቒጡ ተሓሪደን ተዘሪፉ | ስድራ መሰኻኽር ዓይኒ | ሰራዊት ሻዕብያ |
10 | ምፅላል | ሰለስተ ክፍሊ ገዛ ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ ሸሞንተ ኵንታል እኽሊ ሰለስተ ኵልሳስ እኽሊ | ዓኒዉ ተቓፂሉ ተቓፂሉ ተቓፂሉ | ስድራ መሰኻኽር ዓይኒ | ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን |
11 | ሓጐስ ተስፋይ ገብረማርያም | ክልተ ሲቪል ሰብ ክልተ ክፍሊ ገዛ ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ ክልተ ኣባጊዕ | ተቐቲለን ተቓፂሉ ተቓፂሉ ተሓሪደን | ስድራ መሰኻኽር ዓይኒ | ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን |
12 | ኣፅብሃ ሃይለማርያም ተስፋይ | ሓደ ብዕራይ ኣርባዕተ ኣጣል ኣርባዕተ ኵልሳስ ሓሰር | ሞይቱ ተሓሪደን ተቓፂሎም | ስድራ መሰኻኽር ዓይኒ | ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን |
13 | መሓሪ ኢታይ | ሸሞንተ ክፍሊ ገዛ ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ ሽዱሽተ ኩንታል እኽሊ ኣርባዕተ ቴሌቪዥን ሙሉእ ድዃን ምስ ቡቲኩ ክልተ ሚኢቲ ሽሕ ዝግመት | ዓኒዉ ተዘሪፉ ተዘሪፉ ተዘሪፉ ተዘሪፉ | መሰኻኽር ዓይኒ | ሰራዊት ሻዕብያ |
14 | ዘውደ ገብረሚኪኤል ፀጋይ | ኣርባዕተ ክፍሊ ገዛ ሸሞንተ ኩንታል እኽሊ ክልተ ሰፈይቲ መኪና ኣርባዕተ ኵልሳስ ሓሰር | ተቓፂሉ ተቓፂሉ ተቓፂሉ ተቓፂሉ | ስድራ መሰኻኽር ዓይኒ | ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን |
15 | ቀሺ ገብረስላሴ ደስታ ወዘላ | ሰለስተ ክፍሊ ገዛ ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ ዓሰርተ ኣርባዕተን ፈረቃን ኩንታል ስርናይ ክልተ ኣባጊዕ | ዓኒዉ ተቓፂሉን ተደፊኑን ተቓፂሉን ተደፊኑን
ተሓሪደን | ስድራ መሰኻኽር ዓይኒ | ሰራዊት ሻዕብያ |
16 | ተክላይ ደስታ ሓጎስ | ክልተ ክፍሊ ገዛ ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ ሸውዓተ ኣባጊዕ | ዓኒዉ ተዘሪፉ ተሓሪደን | ስድራ መሰኻኽር ዓይኒ | ሰራዊት ሻዕብያ |
17 | ቀሺ ገብረስላሴ ዝግታ ሓጐስ | ክልተ ክፍሊ ገዛ ዓሰርተ ሰለስተ ኣጣል ኣርባዕተ ኵንታል እኽሊ | ዓኒዉ ተሓሪደንን ተፀቒጠንን ተዘሪፉ | ስድራ መሰኻኽር ዓይኒ | ሰራዊት ሻዕብያ |
18 | ኣ/መ ኪዳነማርያም ተስፋይ | ኣርባዕተ ክፍሊ ገዛ ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ ሓንቲ ላሕሚ ሓደ ንህቢ | ዓኒዉ ተዘሪፉ ተቐቲላ ተወቂዑ | ስድራ መሰኻኽር ዓይኒ | ሰራዊት ሻዕብያ |
19 | ኣብርሃ ሓዱሽ | ሓደ ክፍሊ ገዛ ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ ሰለስተ ኵንታል እኽሊ ሓደ ኵልሳስ እኽሊ | ዓኒዉ ተቓፂሉ ተቓፂሉ ተቓፂሉ | ስድራ መሰኻኽር ዓይኒ | ሰራዊት ኢትዮጵያ |
20 | ገብረሂወት ኪሮስ ገብሩ | ሓደ ኵልሳስ ጣፍ ሓደ ኵልሳስ ዳጉሽ ሓደ ኵልሳስ ሓሰር | ተቓፂሉ ተቓፂሉ ተቓፂሉ | ስድራ መሰኻኽር ዓይኒ | ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን |
21 | ቀሺ ኪሮስ ገብሩ | ሓደ ኵልሳስ ዳጉሻ ሓደ ኵልሳስ ሌቋ ሓደ ኵልሳስ ሓሰር ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ ብር | ተቓፂሉ ተቓፂሉ ተቓፂሉ ተቓፂሉ | ስድራ መሰኻኽር ዓይኒ | ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን |
22 | ኣረጋ ተስፋይ ወ/ማርያም | ሓደ ኵልሳስ ስርናይ ሓደ ኵልሳስ ሓሰር ሓደ ኵልሳስ ድርቋ | ተቓፂሉ ተቓፂሉ ተቓፂሉ | ስድራ መሰኻኽር ዓይኒ | ሰራዊት ሻዕብያ |
23 | ገብረዮሃንስ ደስታ | ሓደ ኵልሳስ እኽሊ ሓደ ኵልሳስ ሓሰር | ተቓፂሉ ተቓፂሉ | ስድራ መሰኻኽር ዓይኒ | ሰራዊት ሻዕብያ |
24 | ቀሺ ገብረሃንስ ሃይሉ | ሓደ ኵልሳስ እኽሊ | ተቓፂሉ | ስድራ መሰኻኽር ዓይኒ | ሰራዊት ሻዕብያ |
25 | እዮርሳሌም ሃይላይ ባህረ | ሓደ ክፍሊ ገዛ ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ | ዓኒዉ ተቓፂሉ | ስድራ መሰኻኽር ዓይኒ | ሰራዊት ሻዕብያ |
26 | ትካው ዘገየ | ሓደ ስቪል ሰብ ክልተ ክፍሊ ገዛ ክልተ ብዕራይ ሰላሳ ሽሕ ብረ ሸውዓተ ኩንታል ጣፍ ክልተ ንህቢ | ተቐቲሉ ዓኒዉ ተቐቲሎም ተዘሪፉ ተዘሪፉ ጠፊኦም | ስድራ መሰኻኽር ዓይኒ | ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን |
27 | ሃይለስላሴ ሚላይ ነርአ | ሓደ ክፍሊ ገዛ ኣርባዕተ ኵልሳስ እኽሊ | ዓኒዉ ተቓፂሉ | ስድራ | ሰራዊት ሻዕብያ |
28 | ወ/ገብሪኤል ካሕሱ ታደለ | ሓደ ስቪል ሰብሓ ደ ብዕራይ | ተቐቲሉ ሞይቱ | ስድራ | ሰራዊት ሻዕብያ |
29 | ጥዓመ ገብረሄት | ሰለስተ ኵልሳስ እኽሊ | ተቓፂሉ | ስድራ መሰኻኽር ዓይኒ | ሰራዊት ሻዕብያ |
30 | ገዳሙ ከበደው | ኣርባዕተ ኵልሳስ እኽሊ | ተቓፂሉ | ስድራ መሰኻኽር ዓይኒ | ሰራዊት ሻዕብያ |
31 | ኣረጋዊ ዳደ | ሓደ ኵልሳስ እኽሊ | ተቓፂሉ | ስድራ መሰኻኽር ዓይኒ | ሰራዊት ሻዕብያ |
32 | ገብሩ ተስፋይ | ክልተ ኵልሳስ ስርናይ ሓሙሽተ ኣባጊዕ ሓደ ኣድጊ | ተቓፂሉ ተሓሪደን ተቐቲሉ | ስድራ መሰኻኽር ዓይኒ | ሰራዊት ሻዕብያ |
33 | ወላይ ታደሰ | ሰለስተ ኵልሳስ እኽሊ | ተቓፂሉ | ስድራ መሰኻኽር ዓይኒ | ሰራዊት ሻዕብያ |
34 | ኣርኣያ ኣለሙ | ሓደ ኵልሳስ ስርናይ | ተቓፂሉ | ስድራ መሰኻኽር ዓይኒ | ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን |
35 | ለምለም ሓዱሽ | ሓደ ኵልሳስ ስርናይሙሉእ ኣቝሑ ገዛ | ተቓፂሉተዘሪፉ | ስድራ
| ሰራዊት ሻዕብያ |
36 | ኣለም ተስፋይ | ክልተ ኵልሳስ ስርናይ ክልተ ኵልሳስ ጣፍ | ተቓፂሉ ተቓፂሉ | ስድራ | ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን |
37 | ኣመተየሱስ ዘማሪያም | ክልተ ኵልሳስ ዳጉሻ | ተቓፂሉ | ስድራ | ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን |
38 | ሃይላይ መስፍን | ሓደ ኵልሳስ ጣፍ | ተቓፂሉ | ስድራ | ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን |
39 | ሃ/ሂወት ሃይሉ | ክልተ ኵልሳስ ዳጉሻ | ተቓፂሉ | ስድራ | ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን |
40 | ብርሃን በዛብህ | ሓደ ኵልሳስ ዳጉሻ | ተቓፂሉ | ስድራ | ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን |
41 | ብርነሽ በየነ | ሓደ ኵልሳስ ስርናይ | ተቓፂሉ | ስድራ | ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን |
42 | ተስፋይ ተካ | ሓደ ኵልሳስ ስርናይ | ተቓፂሉ | ስድራ | ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን |
43 | ገነት ዓረዶም | ሓደ ኵልሳስ ስርናይ | ተቓፂሉ | ስድራ | ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን |
44 | ፀጋብርሃን ደስታ | ሓደ ኵልሳስ ዳጉሻ | ተቓፂሉ | ስድራ | ሰራዊት ሻዕብያ |
45 | ቀሺ ክፍለ ኣድሃነ | ሓደ ኵልሳስ ስርናይ | ተቓፂሉ | ስድራ | ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን |
46 | ኣታኽልቲ ኣፅብሃ ኣረጋዊ | ሓደ ክፍሊ ገዛ ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ ክልተ ኣባጊዕ | ዓኒዉ ተዘሪፉ ተሓሪደን | ስድራ | ሰራዊት ሻዕብያ |
47 | ፍስሃ በየነ ገብረሩፋኤል | ሓደ ክፍሊ ገዛ ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ ሓደ ኩንታል እኽሊ | ዓኒዉ ተፀቒጡ ተፀቒጡ | ስድራ መሰኻኽር ዓይኒ | ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን |
48 | ገብረመስቀል ገብረገርግስ ገብረሩፋኤል | ሓደ ክፍሊ ገዛ ሓደ ዓብዪ ሶላር ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ | ዓኒዉ ተዘሪፉ ተዘሪፉ | ስድራ መሰኻኽር ዓይኒ | ሰራዊት ሻዕብያ |
49 | ሃለቃ ገብረሄር መብራህቱ | ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ ሓደ ኵልሳስ ሓሰር | ዓኒዉ ተቓፂሉ | ስድራ መሰኻኽር ዓይኒ | ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን |
50 | ተኽላይ ኣለሙ | ሓደ ክፍሊ ገዛ ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ | ዓኒዉ ተዘሪፉ | ስድራ መሰኻኽር ዓይኒ | ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን |
51 | ሓጐስ ሃይሉ | ሓደ ክፍሊ ገዛ ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ | ዓኒዉ ተዘሪፉ | ስድራ መሰኻኽር ዓይኒ | ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን |
52 | ግደይ ተስፋይ ገብሩ | ሓደ ክፍሊ ገዛ ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ ዓሰርተ ክልተ ደርሁ ሓደ በጊዕ | ዓኒዉ ተዘሪፉ ተሓሪደን ተሓሪዱ | ስድራ
| ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን |
Hafte
May 31, 2021 at 3:34 am
Horrific but Tigray prevails.
teklay kenfe
May 30, 2021 at 4:14 pm
ዘይጣዕስ እንሃልዩና ድሕሪ እዚ መስዋእቲን ፀበባን ሰላምን ዕብየትን ትግራይ ክንሪኢ ኢና።
Abadi Hayleslassie
May 30, 2021 at 3:25 pm
ዓሕህህህህህህ እዚዶ ፈደዩካ ህዝበይ፣ዘይናትካን ኢድካን ዶ ሃቡካ።
Abadi Hayleslassie
May 30, 2021 at 3:24 pm
ኣጆካ ህዝበይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ።
Donot free ENDF & Eritrean POWS
May 30, 2021 at 2:39 pm
Amhara elites are bothering a good many western politicians to help them look innocent as they fear the consequences of their actions rushing towards them!
“Senator Jim Inhofe (Republican) of Oklahoma said the United States government should not treat the federal government of Ethiopia and the insurgent TPLF group equally because the former is democratically elected while the later initiated the conflict because it was no longer in power.”
This politicians is justifying the killings of civilians in the name of defeating TPLF. He is bribed , be it financially or in any way, and act like he has hostility with TPLF leaders. Northern command attack is a claim and it is not justified by an investigation by a third party or a neutral investigator.
አብ ህዝብና ዝበፅህ ዘሎ ጉድኣት መግለፂ የብሉን፥፥ሂዝኩም እትሰድዎም ናይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ሠራዊት ናይ ሕዝብና መከራ የግድድዎ አለው፥፥You, TDF officials(commanders) too are responsible for all mess in Tigray if you continue releasing those POWS. ከበላና ከጠገበ ይዋጋሃል አያስቀምጥህም የትግራይ ህዝብን በኢኮኖሚ ማጨናነቅ አለብን ካላስራብነው ና ከበላ ይዋጋናል ይጨርሰናል ይብሉ ኔይሮም፥(I guess I heard it at ESAT)ሶ ንዝቀትለና ብገንዘብ ይሁን ብእኽሊ፥ብማቴሪያል ክህግዝ ዘአተየ አብደገ ዘሎ ኹሉ ንህጊ ክተቕርዎ አለኩም እምበር ሱቕ ኢልካ ምስዳድ ብሕዝብ ትግራይ ቅትለት ከዝፈረድኩም ፍለጥዋ፦፦ኤርትራውያን አብደገ ኮኖም ገና ንቐትለኩም ኢና ሰሙና ንሰርኸኩም፥፥ንኤርትራውያን እንተ ሰዲድክምዎም ዳርጋ አርክ ኢሳያስ ኢኹም፦፦
All those who enter in Tigray , regardless of their position and duty (i;e including doctors, nurses and cooks etc )contribute to the massacre of our people.
We are defending people of Tigray and current US leaders want Abiy to stop the war and bring peace around the table and let people get access to basic needs . However, Abiy insist on committing the massacre and defending his stance by “story of colonialism”
Why did he forgot such argument when he was elected and supported by US and why can’t refuse to receive aid from US & EU before he started the war ? A liar and anyone who donot stood by the truth is likely to make illogical argument.
Being not able to exercise power doesn’t make you wrong or culprit before the law unless you made something wrong. He is justifying the popular belief that westerners stood by those who hold power and grab money to burn. I thin is behaving rudely and forgot to act as an educated man. I suppose, He went to prestigious schools despite the fact that he made an argument that is null & void.Amhara eites like Dr Mekonnen Biru, Prof Almariam and others know they can tackle this issues pertaining to the recent sanctions through diplomatic dialogue , but they insist on killing our people and making innumerable and ridiculous accusations desperately hoping to discourage lifesaving actions.
We heard them saying, we gonna take part in the coming US election to make suer a republican party gain the hand ; they found a politician like Senator Jim Inhofe (Republican) among the Republicans. BTW, the above statement copied from the zehabesha to encourage PP supporters develop positive feelings towards this party.
ከኢትዮጵያውያን ጎን የቆመ ፓርቲ ስለሆነ እኛ የአሜሪካ ዜግነት ያለን አማሮች የሪፐብሊካን ፓርቲ በመጪው ምርጫ እንዲመረጥ እንሰራለን ሲሉ ተደምጠዋል፥፥እኛ ከፓርቲው ጋር ጥልና ቂም የለብንም ግለሰቡ የተናገረውን በግሌ እቃወማለሁ፥፥በሕውሓት ስምና ሽፋን ህዝቤ ማለቅ ስለሌለበት፥ያጠፋ ካለ በገለልተኛ ና ፍትሓዊ(ምዕራባዊ ብቻበመሆኑ ሳይሆን)ተጣርቶ ይዳኝ፥፥
https://zehabesha.com/us-senator-describes-tplf-as-regional-terrorist-group-that-initiated-tigray-crisis/